ኣብ መንጎ ቻይናን ሩስያን ዝካየድ ንግዲ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዝለዓለ ጠርዚ ከም ዝበፅሐ ሎሚ ሰኑይ ዝወፀ ወግዓዊ ኣሃዝ ሓቢሩ። እዚ ምዕራባዊያን ኣብ ልዕሊ ሞስኮ እገዳታት እንተገበሩ እውን ኣብ መንጎ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ኣርባዕተ ሰሙን ኣቢሉ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝርከባ ገለ ኣብያተ ትምህርቲ ተምሃሮ ሰዓብቲ እስልምና ሃይማኖት ኣዋልድ ሕጃብ ተኸዲነን ናብ ቤት ትምህርቲ ንኸይኣትዋ ምኽልካሎም ...
ካብ ምዕራብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝተዓቝቡ ዜጋታት ሎሚ ናብታ ከተማ ብምውጻእ፡ ጉዳዮም ከም ዝተረስዐ ዝገልጽ ጭርሖታት እናስምዑ ኣቓልቦ ዝምልከቶም ኣካላት ጸዊዖም። ክልተ ዓመታት ...
(ህወሓት) ብዝተፈጥረ ምትፍናን፡ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ብዘይ ከንቲባ ኣብ እትጓዓዝ ዘላ መቐለ፡ ነበርቲ እቲ ዘይምቅዳው ዘምጽኦ ምብዃር ልሙድ ህይወት ይገልጹ። ንሱ እናዀነ ግን እታ ከተማ ካብቲ ንቡር ...
ሸምግለቲ ማእከላይ ምብራቕ፡ ኣብ ጉዳይ እስራኤልን ሓማስን ዝዝትይሉ ናይ መወዳእታ ሰነድ ከም ዘቕረቡ ሮይተርስ ሓቢሩ። ኣብቲ ብመንጎኝነት ኣመሪካ፡ ቐጠርን ግብጺን ኣብ ዶሓ ቐጠር ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ...
ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ሓዊ፡ ኣብቲ ብሰሉስ ጀሚሩ ንሓያሎ ከባቢታት ከተማ ሎስ-ኣንጀለስ ሃሚዅ ዘሎ ባርዕ ጫካ ንምጥፋእ ይቃለሱ ኣለዉ። እቲ ባርዕ ንኣሽሓት ነበርቲ ገዛውቶም ገዲፎም ክሃዱም ደሪኹ ኣሎ ...
መበል 39 ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ መንግስታዊ ስነ-ስርዓት ፈነዋ ተገይሩሉ። በዚ ምኽንይት ፕረዚደንት ጆ ባይደን ...
ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ መሓሙድ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት ሎሚ ቀዳም ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ክልተ መራሕቲ ሃገራት ኣብ ዞባዊ ክልተኣዊን ጉዳያት ኣተኲሮም ...
Wildfires fueled by strong wind destroyed houses and led to the evacuation of some 30,000 people in the Los Angeles area ...
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ገና ኣብ ምብጋሱ ከሎ ከም ተክኒሻን በረራ ኮይኑ ዝተቖጽረ ኣቶ ዘርእዝጊ ኣብርሀ፡ ኣብቲ መንገዲ ኣየር ን16 ዓመታት ኣብ ዝሰርሓሉ እዋን፡ ክሳብ ምስ ነፋሪት ንጉስ ሃይለስላሰ ...
ቤተ-መንግስቲ ክረምሊን፡ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ኣብ ቀረባ እዋን ፕረዚድነት ኣመሪካ ዝቕበል ዶናልድ ትራምፕ ብኣካል ተራኺቡ ንምዝርራብ ዘለዎ ቅሩብነት ገሊጹ። ወሃብ-ቃል መንግስቲ ...
ፖሊስ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ጆሃንስበርግ ኣብ ሓደ ቦታ ጂሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ 26 ኢትዮጵያውን ሎሚ ዓርቢ ብዝገበሮ ስርሒት ከም ዝለቐቐ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እቶም መንበሪ ፍቓድ ናይ ደቡብ ...