ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ጎቦታት ፈንታሌ ዶፋን የጋጥም ብዘሎ ተደጋጋሚ ምንቅጥቃት መሬት ተቃላዕቲ ዝኾኑ ኣስታት 54-ሽሕ ነበርቲ ዝተፈላለያ ቀበሌታት ካብ’ቲ ከባቢ ንክወጹ ከምዝተገበረ እቲ ክልል ...
ካብ ሎስ-ኣንጀለስን ከባቢኣን ብሰንኪ ባርዕ ዱር ንዝተመዛበሉን ንብረቶም ዝሰኣኑን ዜጋታት ንምሕጋዝ ዓቢ ግብረ-መልሲ ይርአ ኣሎ። ሰሙን ኣብ ዘቑጸረ ባርዕ፡ ሎሚ እቲ ብርቱዕ ንፋስ’ውን ብመጠኑ ስለ ...
ረቡዕ ወጋሕታ ብኣቆጻጽራ ሰዓታት ሲዮል ደቡብ ኮርያ፡ ፖሊስ እታ ሃገር ካብ መዝነቱ ንዝተኣልየ ፕረዚደንት ነበር ዩን ሱክ ዩወል ክኣስሩ ኣብ ዝመጽኡሉ ደገፍቱ ...
ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ሓይልታት ህጹጽ ወሃብ ድጋፍን ንኻርቱም ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጽዕጹዕ ውግእን ቀጻሊ ደብዳብን፡ ብውሑዱ 120 ሲቪላውያን ሰባት ምቕታሎም ኢምባዳ ዝተሰምየ ...
ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ህይወት ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ስቲልፎንተይን ኣብ ዝተባህለ መዕደኒ ስፍራ ሬሳታት ሸሞንተ ዘይሕጋውያን ዓደንቲ ኣውጺኦም። ድሕሪ’ዚ ዝደሓረ ስርሒት፡ በቲ መስርሕ ሞይቶም ዝተረኽቡ ...