ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ጎቦታት ፈንታሌ ዶፋን የጋጥም ብዘሎ ተደጋጋሚ ምንቅጥቃት መሬት ተቃላዕቲ ዝኾኑ ኣስታት 54-ሽሕ ነበርቲ ዝተፈላለያ ቀበሌታት ካብ’ቲ ከባቢ ንክወጹ ከምዝተገበረ እቲ ክልል ...
ካብ ሎስ-ኣንጀለስን ከባቢኣን ብሰንኪ ባርዕ ዱር ንዝተመዛበሉን ንብረቶም ዝሰኣኑን ዜጋታት ንምሕጋዝ ዓቢ ግብረ-መልሲ ይርአ ኣሎ። ሰሙን ኣብ ዘቑጸረ ባርዕ፡ ሎሚ እቲ ብርቱዕ ንፋስ’ውን ብመጠኑ ስለ ...
ረቡዕ ወጋሕታ ብኣቆጻጽራ ሰዓታት ሲዮል ደቡብ ኮርያ፡ ፖሊስ እታ ሃገር ካብ መዝነቱ ንዝተኣልየ ፕረዚደንት ነበር ዩን ሱክ ዩወል ክኣስሩ ኣብ ዝመጽኡሉ ደገፍቱ ...
ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ሓይልታት ህጹጽ ወሃብ ድጋፍን ንኻርቱም ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጽዕጹዕ ውግእን ቀጻሊ ደብዳብን፡ ብውሑዱ 120 ሲቪላውያን ሰባት ምቕታሎም ኢምባዳ ዝተሰምየ ...
ኣብ መንጎ ቻይናን ሩስያን ዝካየድ ንግዲ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዝለዓለ ጠርዚ ከም ዝበፅሐ ሎሚ ሰኑይ ዝወፀ ወግዓዊ ኣሃዝ ሓቢሩ። እዚ ምዕራባዊያን ኣብ ልዕሊ ሞስኮ እገዳታት እንተገበሩ እውን ኣብ መንጎ ...
ሸምግለቲ ማእከላይ ምብራቕ፡ ኣብ ጉዳይ እስራኤልን ሓማስን ዝዝትይሉ ናይ መወዳእታ ሰነድ ከም ዘቕረቡ ሮይተርስ ሓቢሩ። ኣብቲ ብመንጎኝነት ኣመሪካ፡ ቐጠርን ግብጺን ኣብ ዶሓ ቐጠር ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ኣርባዕተ ሰሙን ኣቢሉ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝርከባ ገለ ኣብያተ ትምህርቲ ተምሃሮ ሰዓብቲ እስልምና ሃይማኖት ኣዋልድ ሕጃብ ተኸዲነን ናብ ቤት ትምህርቲ ንኸይኣትዋ ምኽልካሎም ...
ካብ ምዕራብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝተዓቝቡ ዜጋታት ሎሚ ናብታ ከተማ ብምውጻእ፡ ጉዳዮም ከም ዝተረስዐ ዝገልጽ ጭርሖታት እናስምዑ ኣቓልቦ ዝምልከቶም ኣካላት ጸዊዖም። ክልተ ዓመታት ...
(ህወሓት) ብዝተፈጥረ ምትፍናን፡ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ብዘይ ከንቲባ ኣብ እትጓዓዝ ዘላ መቐለ፡ ነበርቲ እቲ ዘይምቅዳው ዘምጽኦ ምብዃር ልሙድ ህይወት ይገልጹ። ንሱ እናዀነ ግን እታ ከተማ ካብቲ ንቡር ካልእ መዓልታዊ ንግዳዊን ማሕበራዊ ንጥፈታታ ኣይበዀረትን። እንተዀነ እቲ ሰንፈላል ሃዋሁ ፈጢሩዎ ዘሎ ብኩራትን ሃጓፍን ...
ዛጊት ኣስታት 10-ሽሕ ኣባይቲ ዓበይቲ ህንጻታትን ኣዕንዩ ዘሎ ባርዕ፡ ኣብቲ ብኣዝዩ ፍጡን ቅልጣፈ ዝጓዓዘሉ፡ ሰራሕትኛታት መጥፋእቲ ሓዊ መጠናዊ ተስፋ ዝረኸቡ ይመስሉ። ዛጊት ተፈሊጡ ካብ ዘሎ፡ ...
መበል 39 ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ መንግስታዊ ስነ-ስርዓት ፈነዋ ተገይሩሉ። በዚ ምኽንይት ፕረዚደንት ጆ ባይደን ...
ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ሓዊ፡ ኣብቲ ብሰሉስ ጀሚሩ ንሓያሎ ከባቢታት ከተማ ሎስ-ኣንጀለስ ሃሚዅ ዘሎ ባርዕ ጫካ ንምጥፋእ ይቃለሱ ኣለዉ። እቲ ባርዕ ንኣሽሓት ነበርቲ ገዛውቶም ገዲፎም ክሃዱም ደሪኹ ኣሎ ...